ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 16 ሰሙን ናይ ሲቢኢ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ምስ ሃድያ ሆሳእና ክትጋጠም እያ።
ፋሲል ከነማ ናይ ሎሚ ፀወታ እንተድኣ ተዓዊታ ነጥባ ናብ 36 ብምዕባይ ነቲ ሊግ ክመርሕ ክጅምር ኢያ።
ኣብ ዝሓለፉ 3 ግጥማት ክዕወት ዘይከኣለ ሃድያ ሆሳና እንተድኣ ተዓዊታ ነቲ ነጥቡ ናብ 24 ክብ ንኽብል የኽእክል።
ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሰዓት 9:00 ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ ክጅምር እዩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታታት ንምርካብ
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!