ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ መሓመድ ኦሊድ ጊዞኒ ኣብ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባግን ድሕሪ ፅባሕን ክካየድ ኢዩ፡፡

Comments (0)
Add Comment