ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኽቶም እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ጥዕናን በረከትን ንኽኸውን ተመኒዮም።