ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣመራርሓታት ሮተሪ ኢትዮጵያ ዘተን ምፍላጥን ኣካይዶም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለዎም፤ እቲ ትካል ብስነ-ምግባር፣ ጥዕናን ዝተፈላለዩ ዓውድታትን እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ።
እዚ ስራሕ ብሕብረተሰብ ብዝበለፀ ክፍለጥ ምስራሕ ከምዝግባእ እውን ተዛሪቦም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!