ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቀዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ እንቋዕ ንመዓልቲ ምስጋና ኢሬቻ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።

እቲ በዓል ናይ ታሕጓስ፣ ምዕባለን ንክኸውን እምነ ብምባል ሰናይ ትምኒቶም ኣመሓላሊፎም።

Comments (0)
Add Comment