ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሎሚ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ተረኺቦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡
ፕሬዚዳንት ታዬ ዘካየድዎ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ምስ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ብምዃን እዩ፡፡
ሎሚ ዘበን ብምትካል ምንስዕራር ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እናተኻየደ እንትኾን፤ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ፈልሲ እናተተኸለ ይርከብ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!