ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም።
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።