ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
መበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይልታት ጦር ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ክብረ በዓል ሓለፍቲ መንግስቲ፣ ላዕለዎት ወታደራዊ መኮንናት፣ ወታደራዊ ኣታሼታት መሓዙት ሃገራትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
እንኳዕ ንመበል 119 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብሰላም ኣብፀሓኩም!