ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ይገብሩ ኣለዉ Read more
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ። Read more
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ፅባሕ ክግበር ኢዩ Read more