መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ኣፍሊጡ Read more