242 መንገደኛታት አሳፊራ ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 242 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ለንደን ኣብ ምብራር ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ፡፡

ቦይንግ 787-8 ብዝብል መፍለዩ ዘለዎ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ምዕራብ ህንዲ መዕርፎ ነፈርቲ አሕመዳባድ ካብ መሬት ምስተለዓለ ምሕምሻሻ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

በቲ ሓደጋ እታ ኣውሮፕላን ብሓዊ እትትነድድ ዘርእይ ምስሊታት እናወፁ እንትኾን፤ ክሳብ ሕዚብዛዕባ እቲ ዝበፅሐ ጉድኣት ብዝምልከት ዝወፀ ዝርዝር ሓበሬታ ዘይምህላው ተሓቢሩ፡፡

ብሚኪያስ ኣየለ

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment