እኒ ሜጀር ጄኔራል ገ/መድህን ፍቃዴ ንብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 50 መራኸብቲ ራዲዮ ንፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ከምዝሃቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ገሊፁ Read more
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ክፍፅሙ ሓሲቦም ዝነበሩ 15 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ቀይዲ ውዒሎም Read more
ኣብ ክልል ትግራይ ሞት ሰላማዊ ዜጋታት ኣመልኪቶም ዝወፅኡ ሓበሬታታት ዘይተረጋገፁን ካብ ዘይተሳኸዐ ድሌት ፖለቲካ ተበጊሶም ዝፍነዉ ኢዮም – መፃረዪ ሓረበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን Read more