ፖሊስ ምክትል ሓላፊ ሎጂስቲክስ እዚ ሰሜን ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ከድር መኽዚን ኣፅዋር ኣበይ ከምዝርከብ ንጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ሓበሬታ ይህቡ ከምዝነበሩ ገሊፁ Read more
ኢትዮጵያ ብወገን ሱዳን ኣብ ናይ ሓባር ዶብ ዝተገበሩ ሓደሽቲ ለውጢታትን ምንቅስቓሳትን ዝፀንሑ ስምምዕነታት ዝጥሕሱ ብምዃኖም ብህፁፅ ደው ንክብል ኣተሓሳሲባ Read more