ስፓርት
ኣንጎላን ዚምባቡዌን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ እንኸውን፤ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተራኸባ ኣንጎላን ዚምባቡዌን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅት ተፈላሊየን።
ጄልሰን ዳላ ንኣጎላ ከምኡ እውን ኖሌጅ ሙሶና ንዚምባቡዌ ሸቶታት ኣመዝጊቦም።
ፀወታ ቀፂሉ እንትካየድ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ግብፂን ደቡብ ኣፍሪካን ካብ ሰዓት 12 ጀሚረን እናተፃወታ ይርከባ፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡30 ኣብ ምድብ ሓደ ዝርከባ ዛምቢያን ኮሞሮስን ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 5…
Read More...
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡
ዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክትዕወታ ዘይከኣላ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ዓወት ንምምላስ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ኦልድትራፎርድ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡
ክልቲአን ጋንታታት…
ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ፌስቲቫል፥ “ስፖርት ብዙህነትን ኣፍልጦን ንምርምር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ።
ኣብቲ ፌስቲቫል ብክልቲኦም ፆታታት ብ15ዓይነታት ስፖርት ውድድራት ክካየድ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ናይ ስታዲየም፣ መሐምበሲ ካእቢ ሕድሳት ሓዊሱ…
ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ቀትሪ ሰዓት 9:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቡርኪና ፋሶ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ኤድመንድን ታፕሶባን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ወፂኣ።
ባሲሊዮ ንዶንግ ብዝሰርሖ ጥፍኣት…
ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ኣሸብር ውሮ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ።
መርሃ ግብ እቲ ፀወታ ቀፂሉ እንትካየድ ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 2025 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ዕለት ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ቡርኪናፋሶን ኢኳቶሪያል ጊኒን ቀት ሰዓት 9:30 ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብዚ ምድብ ዝርከባ ኣልጄሪያን ሱዳንን ምሸት ሰዓት 12…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞሮኮ እተኣናግዶ ኣብ ዘላ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ቤኒንን ሰዓት 9፡30 ክራኸባ ኢየን።
ሰዓት 12 ድማ ሴኔጋልን ቦትስዋናን ኣብቲ ምድብ ናይ መጀመሪያ ፀወተአን ከምዘካይዳ እቲ መርሃ ገብሪ ይሕበር።
ኣብ ምድብ-4 ናይጄሪያ ምስ…