ስፓርት

ስፓርት

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 26 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ሕቶ ኣባልነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብምቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ። ብታሪኩ ጉታ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ባሕርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባሕርዳር ከነማ ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ 8ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ÷ ፉኣድ ፈረጃ፣ ፍፁም ጥላሁንን ያሬድ ባየህን ናይ ባህርዳር ሽቶታት እንተዝግቡ፤ ብሕታዊት ሽቶ ኢትዮጵያ ቡና ሮቤል ተክለሚካኤል…

ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሽቶታት ሃዲያ ሆሳእና÷ ፀጋዬ ብርሃኑ ኣብ መበል 25፤ መለሰ ሚሻሞ ኣብ መበል 85 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ሽቶታት ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ድማ ሙጂብ ቃሲም ኣብ መበል 92ን ኤፍሬም አሻሞ ኣብ መበል 93…

ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ብብርኪ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ሜጀርስ ብብርኪ ብዝተገበረ ምሃብ ደረጃ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና። እቲ ደረጃ ኣብ 6 ዋና ዋና ውድድራት ማራቶን ማለት እውን፤ ኣብ ውድድራት ማራቶን በርሊን፣ ለንደን፣ ቦስተን፣ ቶኪዮ፣ ቺካጎን ኒውዮርክን ዝተረኸቡ ውፅታት መሰረት ብምግባር ዝወፅ እንትኸውን÷ ኣትሌት…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ከምኡ እውን ቤተሰብ ስፖርት ከምዝተረኸቡ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ከምኡ እውን ባየር ሙኒክ ምስ ፒ ኤስ ጂ ተራኺበን ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ከካብ ምድበን 1ይን 2ይን ኮይነን ዝዛዘማ ጋንታታት ዘራኽብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ኣብ ርብዒ ፍፃመ…

ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ ብምእታው ካልኣይ ወፂኡ፡፡ ብደቂ ኣንስትዮ ማራቶን ጫልቱ በዶ 2 ሰዓት 40 ደቒቕ…