ስፓርት
ፊፋ ናይ 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ንኣባል ሃገራቱ ንልምዓት ኩዕሾ እግሪ ዝውዕል 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ሓገዝ ኣብ ኮንፌዴሬሽናት ሽዱሽቲአን ኣህጉራት ዝርከባ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 ፕሮጀክታት ተረባሕቲ ክኾና ኢየን ተባሂሉ፡፡
ፕሬዚዳንት ፊፋ ጂያን ኢንፋቲኖ÷ ካብ ኩዕሾ እግሪ ዝተኣከበ ገንዘብ ንዕቤት ኩዕሾ እግሪ መሊስካ ንምውዓል ዝኣተናዮ ቃል ፈፂምና ኢሎም፡፡
ኣብ ኩዕሾ እግሪ መዋእለ ንዋይ ምፍሳስ ሓለፍነትና ኢዩ ዝበሉ እቶም ፕሬዚዳንት÷ ፊፋ እዚ…
Read More...
ሊዊስ ሱዋሬዝ ናብ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጓዊው ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ኣብ ናይ ጥሪ ዝውውር ናብ ኣሜሪካዊት ጋንታ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ፡፡
ሱዋሬዝ ብሓደ ዓመት ውዕሊ ኮንትራት ናብ ሜጀር ሊግ ሶከር ንምምራሕ ብቃል ደረጃ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ዕላዊ ክታሙ ኣብ ቀረባ እዋን ክግለፅ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ምስ ሆላንዳዊት ጋንታ ፊይኖርድ ከምኡ እውን ካሊእ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢሲሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ሬንስ ተራኺበን፡፡
ፈረንሳዊት ጋንታ ሌንስ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ ፍሬቡርግ ፤ ስዊዘርላንዳዊት ያንግ ቦይስ ምስ…
ፊፋ 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ(ፊፋ) 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት ቻምፒዮንስ ሊግ ዝተሳተፋ ጋንታታት ዝካተታሉ እቲ ውድድር፥ ካብ 15 ሰነ ክሳብ 13 ሓምለ 2025 ዓ.ም.ፈ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ፥ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር፥ ስሩዕ…
ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ጣልያናዊ ተኸላኻሊ ኩዕሶ እግሪ ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ።
ካብ 23 ዕድሚኡ ጀሚሩ ምስ ብሄረራዊ ጋንታ ጣልያን ምጭዋት ዝጀመረ ችሊኒ፥ 117 ፀወታታት ንሃገሩ ገይሩ ኢዩ።
ብብርኪ ክለብ ድማ ዝበዝሐ ፃንሒቱ ኣብ ጁቬንቱስ ኢዩ ነይሩ።
ኣብ ጁቬንቱስ 561 ፀዋታታት ከምዝገበረ ይፍለጥ።…
ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድናዊ ኣጥቃዒ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ።
ክሳብ 41 ዕድምኡ ኣብ ኢንተርናሽናል ኩዕሶ እግሪ ዝፀንሐ ዝላታን ኢብራሂሞቪች፥ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ንገዛእ ርእሱ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምግላሉ ይዝከር።
ድሕሪ እዚ ምስ ጋንትኡ ዝነበሮ ርክብ ዘየቋረፀ እቲ ኣጥቃዒ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንመበል…
ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ንፈለማ እዋን ብውድድር ምሕምባስ ማይ ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ንፈለማ እዋን ብውድድር ምሕምባስ ማይ ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲራ።
ብሄራዊ ጋንታ ስፖርት ምሕባስ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻምናይ ሻምፒዮና ምሕባስ ማይ ዞን ሰለስተ ኣፍሪካ ኢዩ እቲ መዳሊያ ከምዝተረኸበ ኣብ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ…