ስፓርት

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ መዘነኣ 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ዘካየደኦ ምሕዝነታዊ ፀወታ ኢትዮጵያ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኢትዮጵያ ተዓዊታ ንኽተወፅእ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 11 ደቒቕ ከምኡ እውን ኣቤል ያለው ኣብ መበል 54 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ኣየርላንድ ኣንትሪም ኮስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ። ኣትሌት ያለምዘርፍ 1:03.43 ብዝኾነ ውፅኢት ብምእታው ኢያ ክብረ ወሰን ናይቲ ርሕቐት ክትሕዝ ክኢላ ዘላ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ቅድሚ ሕዚ ብኬንያዊት ኣትሌት ሩት ቼፕንጌቲች…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ መንግስቱ ኣብ ወድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ፓራሊምፒክ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ወርቂ ብምምፅኣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ዝረኸበቶ ዓወት ኣብ ታሪኽ ፓራሊምፒክ ኢትዮጵያ ፈላማይ እነትኸውን፥ እታ ኣትሌት ውድድራ…

ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ትማሊ ምሸት ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ኣብ ዝተገበረ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ኣትሌት ሂሩት መሸሻ ኣብቲ ውድድር መበል ሻድሻይ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ብ3 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ድማ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ መበል ካልኣይ ብምዃን ውድድሩ…

ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ናብ ባህርዳር ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ትገብረ ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ናብ ባህርዳር ኣቲያ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision…

መኽፈቲ ፕሮግራም ፓራሊምፒክ ጨዋታ ቶኪዮ 2020 ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝካየድ ናይ ፖራሊምፒክ ጨዋታ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ  ስነስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ብሔራዊ ፖራሊምፒክ ልዑኽ ጉጅለ ከምዝተረኸበ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ…

ግብፃዊ መሓመድ ሳላሕ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ከይፃወት ብሊቨርፑል ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኵዕሶ እግሪ ግብፂ ኣጥቃዓይ ክለብ ሊቨልፑል መሓመድ ሳላሕ ግብፂ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ እትገብሮ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ከይሳተፍ ብጋንታ ሊቨርፑል ከምዝተኸልከለ ገሊፁ። ጋንታ ሊቨርፑል ዘቕረበቶ ምኽንያት ድማ እንግሊዝ ምስ ኮሮናቫይረስ ተሓሒዙ ዘውፀአቶ ሕጊ፤ ሳላሕ ካብ ግብፂ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ተመሰለ ን10…