ስፓርት

ስፓርት

ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ። ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥  ፍሊፕ ኣጃህ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢዩ ሲዳማ ቡና ተዓዊቱ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC…
Read More...

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ተኸፋሊ ገንዘብ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ እዋን ምስ ስዑዳዊት ክለብ ኣልነስር ዝፃወት ዘሎ ፖርቹጋላዊ ኮኾብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ፥ ካብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣትሒዙ ኣብ ዓለም ዝለዓለ ክፍሊት ገንዘብ ዝረክብ ስፖርታዊ ከም ዝዀነ ተገሊፁ። ወዲ 38 ዓመት ሮናልዶ፥ ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ 136 ሚልየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ሓበሬታ ፎርብስ ብምርቋሕ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ውብርስት ኣስቻለ ቀዳመይቲ ብምዃን ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ እንትተምፅእ÷ ኣይናዲስ መብራቴ 2ይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ነሓስ ከምኡ እውን ኣስማረች…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ ክዛዘም እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ እናተኻየደ ዝፀንሐ 2ይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም እዩ። ኣብ መዕፀዊ እቲ ሻምፒዮና÷ ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዝተፈላለዩ ርሕቐታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ስጉሚ 5 ሺሕ ሜትሮ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ…

ተወዳዳሪ ስጉሚ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ንሃገሩ ወርቂ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ስጉሚ ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ብኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ወርቂ ረኺባ፡፡ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ብ10 ሺህ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ቀዳማይ ብምውፃእ ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ፡፡ ኣብ ዛምቢያ ንዶላ÷ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመት እናተኻየደ ይርከብ፡፡…

ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ። ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንኽትዕወት መስፍን ታፈሰ፣ ሮቤል ተክለሚካኤል፣ ኣንተነህ ተፈራን ኣማኑኤል ዮሃንስን ሸቶታት እንተመዝግቡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ያሲን ጀማል ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ነጥባ 30 ብምብፃሕ ምስ…

ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኣብ ኢትሃድ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቼስተር ሲቲን ኣርሰናልን ሎሚ ምሸት ኣብ ስታዲየም ኢትሃድ ክራኸባ ኢየን። ኣብቲ ፀወታ ጋንታ ኣርሴናል ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምስፋሕን ድሕሪ 19 ዓመት ፅዋዕ እቲ ሊግ ንምዕታርን ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡ ንሰለስተ ፅዋዕ እናተነሓነሐት…