ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ኬኒያ እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ብ12 ሜዳልያታት ራብዓይ ደረጃ ካብ ዓለም ብምሓዝ ዝዛዘመ እቲ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ በፂሑ። ብምክትል ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ወይዘሮ ኣበባ ዮሴፍ ዝተመርሐ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ነቲ ጉጅለ ኣቀ2ባብላ ገይረሙሉ። ምክትል ፕሬዚዳንት ማሕበር ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ አትሌት መሰለች መልካሙ ብስም እቲ ማሕበር…
Read More...

ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ነጋሰ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መዕፀዊ ውድድር፥ ኢትዮጵያ ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ፣ ብ1500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ 3000 ሜትሮ መሰናኽል ደቂ ኣንስቲዮ፣ 4 X 400 ሜትሮ…

ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ

ኣዲስ ኣበባ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝካይድ ዘሎ እቲ ውድድር ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው ብ2:02.96 ብዝኾነ ሰዓት ቀዳመይቲ ብምውፅኣ ኢያ እቲ መዳሊያ ንሃገራ ኣመዝጊባ። ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፉ…

ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ። እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ። ብመሰረት እዚ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ምስ…

ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ኣዲሱ ይሁኔ ድማ መበል ራብዓይ ደረጃ ከምዝረኸበት ካብ ኣትሌቲክስ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፋፃመ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሉኡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉሎም ናይ ፍፃመ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ብ500 ሜትሮ ኣዲሱ ይሁኔን መብራቱ ወርቅነህን ዝሳተፉሉ ውድድር ፍፃመ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ጉዱእ ኣካል ምዃን መንኣስ ዘይምዃኑ ሓቢረን። ናይ ሃገሮም ሰንደቕ ዓላማ ልዕል ኢላ ንክትውልብለብ ንክገብሩ ዘለወን ትምኒት ገሊፀን። ኢትዮጵያ ብፓራ ኦሊምፒክ ክወዳደሩ ዝኽእሉ ብዙሓት ዜጋታት ከምዘለውዋ ዝሓበሩ…