ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ነተ ውድድር ብ27 ደቒቓ 43 ሰከንድን 22 ማይክሮ ሰከንድን ዝዛዘመ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ  ተረኪቡ፡፡ ኡጋንዳዊ ኣትሌታት ጆሽዋ ቺፕቴጌን ጃኮብ ኪፕሊሞን ድማ ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ሜዳሊያ ብሩርንነሓስን ወሲዶም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ…
Read More...

ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ናይ መጀመሪያ ወርቂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣብቲ ዝተገበረ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ኣምፂኡ። ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ነቲ ርሕቐት ብ27 ደቒቓ 43 ሰከንድን 22 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ግዘ ኢዩ ዛዚሙዎ። ኣትሌት በሪሁ…

ኣብ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን። ኣብ ናይ መጀመሪያ ምድብ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ሳልሰይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ድማ ራብዐይቲ ብምዃን ውድድረን ዛዚመን። ኣብ ካልኣይ ምድብ ድማ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ እቲ መፃረዪ ውድድር ዛዚማ።…

ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ 3 ን2 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድዮም ባህርዳር ዝተኻደ ፀወታ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት ሃገራውያን ጋንታታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርተራ ተዛዚሙ። ፀወታ ቅድሚ ዕረፍ ብዘይ ሽቶ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 3 ሽቶታት ዘመዝገበን ብሸቶ ነቲ ውድድር ዝመርሖ ዘሎን ኣጥቃዓይ ሃገራዊት ጋንታ…

ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ብልዑል ኣፈላላይ ነጥቢ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ውድድር ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ንኢትዮጵያን ብምካል ብ58 ኪ.ግ. ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ዝተወዳደረ ሰለሞን ቱፋ ደምሴ፥ ናይ ጃፓን ተነሓናሒኡ ብልዑል ኣፈላላይ ነጥቢ ብምዕዋት ኢዩ…

ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ትሕቲ 23 ዕድመ ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ሸቶ ተፈላሊየን። ስለዝኾነ ብሩንዲ 4 ነጥቢ ብምሓዝ ካብ ዘላቶ ምድብ ቀዳመይቲ ብምዃን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ። እቲ ጋንታ መርመራ ኮቪድ 19 ገይሩ። ኣብ ምድብ ሀ ዝርከብ እቲ ብሄራዊ ጋንታ፥ ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰዓት 10 ፀወትኡ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…