ስፓርት

ስፓርት

ክለባት ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ሎሚ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝተረኸብሉ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለባት ዋንጫ ዓለም ፈረንሳይ ፒኤስጂን እንግሊዛዊ ቼልሲን ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበር። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስታድየም ሜት ላይፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ክሳተፉ ትፅቢት ከምዝግበር ቢቢሲ ፀብፂቡ። ብሓዱሽ ኣቀራርባ 32 ጋንታታት ኣሳቲፉ ውድድር ዝጀመረ ዋንጫ ዓለም ክለባት 2025 ንፈለማ እዋን ክለባት እንግሊዝን ፈረንሳን ክራኸባ እየን። ኣብቲ ፋፃመ ፀወታ ኣብቲ ውድድር ዓመት ሻምፕዮንስ ሊግ ዝዐወተ ፒኤስጂን ኮንፈረንስ ሊግ ዋንጫ ዘልዐለት…
Read More...

ንትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ። ኣብ ክልቲ ብርኪታት ዕድመ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብኹሎም ፆታታት ብ28 ኣትሌታት ክትሳተፍ ኢያ። ናይ ምድላው እዋን ምንኣስን ዝናባማ ፀባይ ኣየር ምህላውን ፅዕንቶ እንተነበረ እውን፥ ኣብ ዝነበረ ሓፂር እዋን…

ኣርሰናል ንኖርጋርድ ኣፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናል ማእኸል ተፃዋታይ ተኸላኻሊን ኣምበልን ብሬንትፎርድ ንዝኾነ ክርስቲያን ኖርጋርድ ምፍራሙ ብወግዒ ገሊፁ። ወዲ 31 ዓመት ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኖርጋርድ፥ ብ10 ሚሊየን ፓውንድን ብቐፃሊ እናተገምገመ ዝውሰኽ  5 ሚሊየን ፓውንድን ኢዩ ካብ ብሬንትፎርድ ናብ ኣርሰናል ተዘዋዊሩ። ኣብ ኣርሰናል ንክልተ ዓመት…

ኣብ ውድድር ሰርከስ ዓለም 2025 ዝሳተፍ ልኡኽ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ኣብ ውድድር ሰርከስ ዓለም 2025 ዝሳተፍ ልኡኽ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተካይዱ፡፡ ኢትዮ ዊንጌት ራሽያን ስዊንግ ዝተብሃለ ጉጅለ ሰርከስ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ሞስኮ ዝካየድ ውድድር ኣርት ሰርከስ ዓለም ክትሳተፍ እያ። ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ 15 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 200…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ስታዲየም ፍፃመ ፀወታ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፍፃመ ክለባት ዋንጫ ዓለም ንምዕዛብ ኣብ ስታዲየም ይርከቡ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ስታዲየም ሜት ላይፍ ብምርካብ ናይ ፍፃመ ፀወታ ክሳተፉ ምዃኖም ዴይሊ ሜል ስፖርት ፀብፂቡ፡፡ ብሓድሽ ኣቀራርባ 32 ጋንታታት ኣሳቲፉ እቲ ውድድር ዝተጀመረ ዋንጫ ዓለም ክለባት 2025 ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ኢቫን ራኪቲች ካብ ኩዕሶ እግሪ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሮሺያዊ ነበር ተፃዋቲ ባርሴሎና ኢቫን ራኪቲች ባዕሉ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምውፅኡ ዕላዊ ገይሩ። እዚ ወዲ 37 ዓመት ክሮሽያዊ ካብ ባርሴሎና ብተወሳኺ ንክለብ ስፔን ሲቪያን ንክለብ ሳውዲ ኣልሻባብ ምፅዋቱ ይዝከር፡፡ ኢቫን ራኪቲች ንክለቡን ንሃገሩን ብሓፈሻ 971 ፀወታታት ዝገበረ እንትኾን 288 ሸቶታት ኣመዝጊቡ።…

መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ። ኣብቲ ልዕሊ 200 ኣትሌታት ዘሳተፈ ውድድር ካብ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ገመቹ ያደሳ፣ ካብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መሰረት ገብሬ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም። ነቶሞ…