Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ሓሊፉ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬኒያ 3 ን 0 ብምስዓር ድሕሪ 22 ዓመት ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ምሕላፉ ኣረጋጊፁ። ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተገበረ  ፀወታ ሲካፋ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ፥ ዳዊት ካሳው፣ ቢኒያም ኣብረሃን  ብሩክ እይላቸውን ደሕሪ ዕረፍቲ ንሕድሕዶም ብድምር ሰለስተ ሸቶታት ተቖፂሩ። ብመሰረት እዚ ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ካብ ምድቡ ሳልሳይ ኮይኑ ብምዝዛም ድሕሪ 22 ዓመት ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ምሕላፉ ኣረጋጊፁ።
Read More...

‎ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ንምሕላፍ ናይ 90 ደቓይቕ ንሕንሕ ዝተረፎ ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ንምሕላፍ ናይ 90 ደቓይቕ ንሕንሕ ዝተረፎ ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ኬኒያ ዝገብሮ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ድሕሪ 22 ዓመት ናብ መድረኽ ኣፍሪካ ንምምላስ ሎሚ ሰዓት 6፡00 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ኬኒያ ክፃወቱ ኢዮም። ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ብዩጋንዳ ተሳዒሮም…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ ተዓዊቱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ምዕሩይ ዝኾነ ዓቕሚ ምህናፅ ዝተስኣኖ  ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ሰዓት 9፡00 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ ፀወታ ማቴታ ብዘቑፀራ ሸቶ ክሪስታል ፓላስ መሪሑ እኳ…

ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፊል ፎደን (2) ሸቶታትን ግቫርዲዮልን እንተመዝግቡ፤ ናይ ሊድስ ዩናይትድ ድማ ካልቨርት ንሜቻን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣብ ካሊእ ፀወታታት እቲ ሊግ ሰንደርላንድ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ በእንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓቲ 5 ፀወታታት ካካየዱ ኢዮም፡፡ በዚ ድማ ምሸት ሰዓት 12 ብሬንትፎርድ ምስ በርንሌይ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሊድስ ዩናይትድ ከምኡ እውን ሰንደርላንድ ምስ በርንማውዝ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። መርሃ ግብሪ እቲ ዕለት ቀፂሉ እንትካየድ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኤቨርተን…

ስርሑ ዝዛረበሉ ኮከብ ኢንጎሎ ካንቴ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሱ ብዛዕባ ስርሑ ምንም ምዝራብ እንተየድለዮ ስርሑ ዝምስክረሉ ኮኸብ ኢዩ ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ማእኸል ኢንጎሎ ካንቴ፡፡ ናብ ፈረንሳይ ካብ ዝተሰደዱ ማላዊያን ወለዱ ኣብ ፓሪስ ዝተወለደ ኢንጎሎ ካንቴ፤ ብባህሪኡ ሓፋር ይኹን እምበር ኣብ ሜዳ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ግን ብዝበለፀ ጎሊሁ ዝረአ ጀግንነቱን ሰዓራይነቱን ኢዩ፡፡…

ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ንምድባ ብፀብለልታ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬንያ መዘናኣ 1 ን 0 ርዒራ፡፡ በዚ ድማ ህም 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምድባ ብፀብለልታ ብምዝዛም ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ ክኢላ፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ…