ስፓርት

ስፓርት

ማንቼስተር ዩናይትድ ደረጅኡ ንምምሕያሽ ዝገብሮ ፀወታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ምሸት ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ክራኺቡ ኢዮም። ማንቼስተር ዩናይትድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ኣብ ዝገብሮ ፀወታ እንተስዒሩ ነጥቡ 24 ብምብፃሕ ኣብ ሓምሻይ ደረጃ  ክቕመጥ ኢዩ። ክልቲኦም ጋንታታት ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ተራኺቦም ኣብ ዝገበርዎም ሓሙሽተ ፀወታታት ዌስትሃም ዩናይትድ ሰለስተ ጊዘ ብምስዓር ፀብለልታ ዘርኣየ እንትኸውን፥ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ‘ቶም ዝተረፉ ክልተ ፀወታታት ተዓዊቱ። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተገበሩ…
Read More...

ኣርሰናል መሪሕነታ ንምጥንኻር ሎሚ ምሸት ንብሬንትፎርድ ክተተኣናግድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል መሪሕነት እቲ ሊግ ንምጥንኻር ሎሚ ምሸት ንብሬንትፎርድ ኣብ ሜዳኣ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ትማሊ ምሸት ንፉልሃም 5 ን 4 ምስዓራ ስዒቡ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ ክልተ ክተፅብብ ክኢላ ኢያ፡፡ ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ…

ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ሓሊፉ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬኒያ 3 ን 0 ብምስዓር ድሕሪ 22 ዓመት ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ምሕላፉ ኣረጋጊፁ። ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተገበረ  ፀወታ ሲካፋ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ፥ ዳዊት ካሳው፣ ቢኒያም ኣብረሃን  ብሩክ እይላቸውን ደሕሪ ዕረፍቲ ንሕድሕዶም ብድምር ሰለስተ ሸቶታት ተቖፂሩ። ብመሰረት…

‎ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ንምሕላፍ ናይ 90 ደቓይቕ ንሕንሕ ዝተረፎ ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ንምሕላፍ ናይ 90 ደቓይቕ ንሕንሕ ዝተረፎ ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ኬኒያ ዝገብሮ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ድሕሪ 22 ዓመት ናብ መድረኽ ኣፍሪካ ንምምላስ ሎሚ ሰዓት 6፡00 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ኬኒያ ክፃወቱ ኢዮም። ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ብዩጋንዳ ተሳዒሮም…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ ተዓዊቱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ምዕሩይ ዝኾነ ዓቕሚ ምህናፅ ዝተስኣኖ  ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ሰዓት 9፡00 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ ፀወታ ማቴታ ብዘቑፀራ ሸቶ ክሪስታል ፓላስ መሪሑ እኳ…

ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፊል ፎደን (2) ሸቶታትን ግቫርዲዮልን እንተመዝግቡ፤ ናይ ሊድስ ዩናይትድ ድማ ካልቨርት ንሜቻን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣብ ካሊእ ፀወታታት እቲ ሊግ ሰንደርላንድ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ በእንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓቲ 5 ፀወታታት ካካየዱ ኢዮም፡፡ በዚ ድማ ምሸት ሰዓት 12 ብሬንትፎርድ ምስ በርንሌይ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሊድስ ዩናይትድ ከምኡ እውን ሰንደርላንድ ምስ በርንማውዝ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። መርሃ ግብሪ እቲ ዕለት ቀፂሉ እንትካየድ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኤቨርተን…