ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም፡፡ ውድድር ኣትሌቲክስ ግራንድ ፕሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። በዚ ድማ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ይስማው ድሉ ቀዳማይ ወፂኡ። ኣብቲ ውድድር ልዕሊ 78 ውሩያት ዓለም ለኸ ኣትሌታት ከምዝተሳተፉ ሓሬታ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን የመላኽት።…
Read More...

ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ። እታ ኣትሌት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወት ንፈለማ እዋን ብኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ ግራንድ ፕሪክስ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ኣትሌቲክስ ንምስታፍ እዩ። ኣሜሪካዊት ኣትሌት ጋቢ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፓሪስ…

ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2019 ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ውድድር 2018 ምድብ ለ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሞንጎ ሃላባ ከተማን ደሴ ከተማን ኣብ ሃዋሳ ተኻይዱ። ኣብቲ ፀወታ ሃላባ ከተማ ንደሴ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ነጥባ 38 በምብፃሕ ሓደ ፀወታ…

ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ 2018፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮንስሊግ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ መልሲ ሎሚ ምሸት ክጅምር እዩ። ሊቨርፑል ኣብ መይድኣ ንፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ኣብኣንፊልድ ሮድ ምሸት ሰዓት 4 ከተአንግድ እያ። ክልቲኦም ጉጅለታት ኣብ ፓርክ ደ ፕሪንስ ዝገበርዎ ፈላማይዙር ፀዋታ ፒኤስጂ 2ን0 ምዕዋታ ይዝከር፡፡ ሊቨርፑል ሎሚ ምሸት ኣብ ሜድኣ…

ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓቢያ

‎‎ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ "ሀ" እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ፀወታኣ ዘካየደት ጋሞ ጨንቻ ንቡራዩ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ‎ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ነጥባ 41 ዘብፀሐት ጋሞ ጨንቻ መሪሕ እቲ ምድብ ብምዃን…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊድስ ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ ፀወታ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንሊድስ ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ። እቲ ሊግ ንሃገራት ፀወታ ቅድሚ ምቁራፁ ናይ መወዳእታ ፀወታኣ ብማዕረ ውፀኢት ዝዛዘመት ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ዓወት ንምምላስ ድሕሪ 24 መዓልቲታት ናብ ሜዳ ክትኣቱ…

ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንመቐለ 70 እንደርታ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንመቐለ 70 እንደርታ 3 ን 0 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሁዘይፋ ሻፊን ናትናኤል (2)ን ኣመዝጊቦምወን። ቅድም ኢሉ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም…