ስፓርት

ስፓርት

ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ስታዲየም ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ሓዱሽ ዓብዪ ስታዲየም ክትሃንፅ ምዃና ዕላዊ ገይራ፡፡ ብክልተ ቢሊየን ፓውንድ ወፃኢ ዝህነፅ እቲ ሓዱሽ ስታዲየም ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓዱሽ ስታዲየም÷ ኣብ ጥቓ እታ ጋንታ ን115 ዓመታት እናተገልገለትሉ ዝነበረት ኦልድትራፎርድ ከምዝህነፅ ተገሊፁ፡፡ እታ ጋንታ ዕላዊ ብዝገበረቶ ዲዛይን መሰረት እቲ ስታዲየም ሕድሕዶም 200 ሜትሮ ብራኸ ዘለዎም ሰለስተ ዓንዲታት ከምዝህልዉዎ ፀብፃብ…
Read More...

ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዝካየዲ እንትኾኑ ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ስታዲየም ኣንፊልድ ሮድ ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ጋንታ መርሲሳይድ ሊቨርፑል እቲ ፅዋዕ ንምዕዋት ግምት ካብ ሞንጎ ዝተውሃበን ጋንታታት ሓንቲ ክትከውን ክኢላ። ኣብ ፈረንሳይ ሊግ አ…

ቼልሲ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ንሌስተር ሲቲ ኣተኣናጊዳ1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ቼልሲ ማርክ ኩኩሬያ ኣብ መበል 60 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ ብ49 ነጥቢ 4ይ ደረጃ እንትትቅመጥ ሌስተር ሲቲ ብ17 ነጥቢ ኣብ መበል 19…

ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፖርቹጋል ከተማ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ፅገ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 4 ደቒቕን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኬንያዊት ኣትሌት ሩዝ ቼፕንጌቲች 2ይ ደረጃ እንትትሕዝ ንስዊድን እትጎዪ ኣትሌት…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 1፡30 ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ንርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ። ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ 33 ነጥቢ ብምእካብ መበል 15 ደረጃ ትርከብ እንትትከውን፤ ኣርሰናል ብ54 ነጥቢ ኣብ 2ይ ደረጃ ትርከብ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ውድድር…

ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሰዓት 9፡30 ከካይዳ ኢየን። ሰዓት 12፡.00 ድማ፥ ብራይተን ምስ ፉልሃም፣ ክሪስታል ፓላስ ምስ ኢፕስዊች ታውን፣ ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ክራኸባ ኢየን።…

መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ እተን ጋንታታት ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ብኣሰልጣኒ ገብረክርስቶስ ቢራራ ትምራሕ ጋንታ መቻል…