ስፓርት

ስፓርት

ኣርሰናልን ክሪስታል ፓላስን ሎሚ ምሸት ፀወተአን ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኤሚሬትስ ምሸት ሰዓት 4 ንክሪስታል ፓላስ ክተተናግድ ኢያ። ክልቲአን ጋንታታት ብኹሉ ዓይነት ውድድር ኣብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ሕድሕድ ፀወታታት ኣርሰናል ሓሙሽቲኦም ብምስዓር ፀብለልታ ኣለዋ። ኣርሰናልኣሚ ምሸት ብክሪስታል ፓላስ እንተተሳዒራ ሊቨርፑል ፀወታኣ እንተይገበረት ፅዋዕ እቲ ፕሪሚየር ሊግ ምልዓላ ክተረጋግፅ ኢያ። ትማሊ ምሸት ብዝተገበረ መበል 34 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ…
Read More...

ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ እዋን ልምምድ ብዘጋጠሞ መጉዳእቲ ኣብ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ብጉያ ህይወቱ ብብርኪ ዓለም ንዝድግፍዎን ንዘተባብዕዎን ደገፍቱ ምስጋና ዘቕረበን ዘመስገነ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ÷ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ዝበፅሖ መጉዳቲ ንምሕዋይ ጠመተ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ…

ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ንኽትዕወት መሓመድ ኣበራ ብፍፁም ቅላዕን ብፀወታን ኣመዝጊቡዋ፡፡ ፀወታ እቲ ሊግ ምሸት ሰዓት 12:00 እንትቕፅል…

መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ክልቲአን ሸቶታት መቻል ሽመልስ በቀለ ኣመዝጊቡወን። እቲ ውፅኢት ስዒቡ መቻል ብ38 ነጥቢ 3ይ ደረጃ እንትትሕዝ፤ ኣዳማ ከተማ ድማ ብ21 ነጥቢ ኣብ መበል 16 ደረጃ ትርከብ፡፡ መበል 26 ፀወታታት ፕሪሚየር…

ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ኣርሰናል ካብ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ኢፕስዊች ታውን ተራኺ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ሊያንድሮ ትሮሳርድ (2)፣ ጋብርኤል ማርቲኔሊ ኢታን ዋኔሪን ናይ ኣርሰናል ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን።…

ሪያል ማድሪድ ምስ ኣርሰናል ትፅቢት ዝግበረሉ ናይ መልሲ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሪያል ማድሪድ ኣሜዳኣ ንኣርሰናል ክተተኣንግድ ኢያ። ክልቲአን ጋንታታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ዝገብረኦ ብርቱዕ ንሕንሕ ምሸት ሰዓት 4፡00 ክካየድ ኢዩ። ኣብ ኢሚሬትስ ዝገበረኦ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኣርሰናል 3 ን 0 ዝተዓወተት እንትኸውን÷ ማድሪዳውያን “ነቲ ውፅኢት ኣብ…

ኢትዮጵያ ቡና ንፋሲል ከነማ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ኮንኮኒ ሃፊዝ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ናብ ዓወት እንትትምለስ ፋሲል ከነማ ድሕሪ ሰለስተ ተኸታታሊ ዓወት ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ እቲ ውፅት ስዒቡ…