ሊቨርፑልን ኖቲንግሃም ፎረስትን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2 ተፈላሊየን፡፡

ቀትሪ ሰዓት 8፡30 ኣብ ኣንፊልድ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ናይ ሊቨርፑል ሸቶታት ኣሌክሳንዳር ኢሳክን ሙኞዝን እንተመዝግቡ፤ በወገን ፎረስት ድማ ንዶዬን ጊብስ ዋይትን ኣመዝጊቦምወን፡፡

ሊቨርፑል ብተኸታታሊ ክልተ ሰሙን ወሰንቲ ኣርባዕተ ነጥቢታት ብምድርባይ ክትረኽቦ ካብዝነበራ ሽዱሽተ ነጥቢታት ክልተ ጥራሕ ኣዕዊታ፡፡

Comments (0)
Add Comment