ሓዱሽ ኣመት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1 መስከረም 2014 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንጉሆ 12 ሰዓት 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ሕብረተሰብ ነዚ ፈሊፁ ከይደናገፅን ኣካላት ፀፅታ እውን ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ንኽዋፅኡ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment