Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም
By
mizan mekonen
on March 16, 2026
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ መዘሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናን ካልኦት ሓባራዊ ጉዳያትን ብስልኪ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይድና ኢሎም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ተዛቲየን
መንግስቲ መደመር ሓዱሽ ስልጣነ ኢትዮጵያ የብስር ኣሎ – ነብዩ ባዬ
ኣብ ክልል ትግራይ 47 ሺሕ ነበር ዕጡቓት ንከይዲ ተሃድሶን ዳግመ ህንፀትን ቅድመ ምዝገባ ኣካይዶም
መራሕቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ልዕሊ 830 ተሽከርከርቲ ናብ ኤርትራ ወሲዶም – ኣይተ ኣሰፋ ኣብረሃ
ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ብምድላው ኲናትን ኣገዳዲ ምልመላን ንህዝቢ ትግራይ ናብ ከቢድ ድኽነት ኣውዲቕዎ – ኣይተ ኣሰፋ ኣብረሃ
ልኡኻት ሕቡራት መንግስታት ምስ መራሕቲ ምምሕዳር በዓል ሓደራ ክልል ትግራይ ይዛተዩ ኣለዉ
ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ንግዲ ብዘላቕነት ንምቕፃል ዘተ ተኻይዱ
Comments
(0)
Add Comment