ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መረፃ ሃገር እነቐፅለሉን ነፅነዐሉን፣ ዴሞክራሲ እንለማመደሉን ኢሉ እውን ንሃገር ዋጋ ዝኸፍሉን ዘይኸፍሉን ዝፍለየሉ እውን ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡
ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ኣብ ክልል መረፃ 28 ጣቢያ መረፃ ከባቢ ቤት ትምህርቲ ዛጎል ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ኣብቲ እዋን፥ መራፂ ህዝቢ ካብ ወጋሕታ ሰዓት 11 ጀሚሩ ተሰሊፉ ድምፂ ብመሃብ ነቲ መረፃ ዘለዎ ልዑል ተሳትፎ ኣርኢዩ ኢሎም።
#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision