መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዛዚሞም ናብ ሰራወት ዝተፀምበሩ ኣቀባብላ ጅግና ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዛዚሞም ብወገን ግምባር ወሎ ናብ ሰራዊቶም ዝተፀምበሩ ናይ ቁርፂ መዓልቲ ኣባላት ኣቀባብላ ጅግና ተገይሩሎም።

ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ላዕለዋይ ኣዛዚ እቲ ግምባር ከምዝበሉዎ፥ ፀላኢ ሰራዊትና ብዝወሰደሉ ልዑል ስጉምቲ እናተደምሰሰ ስለዝኾነ ዝወረሮም መሬታት እናለቐቐ ኣብ ህድማ ይርከብ።

ንስኻትኩም ድማ ሎሚ መዓልቲ ዓወት ተበስሩ ሰብ ሕድሪ ኢኹም ክብሉ ምግላፆም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment