ሰራዊት ምክልኻል ብዘመዝገቦ ዓወታት ከይተኹራዕረዐ ንዝበለፀ ልእኽቶ ዓርሱ ከዳልው ይግባእ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊ ፣ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ሓይልታት ምክልኻል መብርሂ ሂቦም፡፡

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብታ ሃገር ዝመፀ ለውጢ ስዒቡ ዝተመዝገቡ ኩለመዳያዊ ዓወታት ከይተዘናግዐ ንዝበለፀ ዓወት ምትጋህ ይግባእ ኢሎም፡፡

ሃገራዊ ኢኮኖሚያዊ ፈተናታት ብምፅዋር ብልዑል ኩነታት ምዕባዩ ዓለም ለኻዊን ሃገራዊን ብምሕባር ኣብራህሪሆም፡፡

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዙሓት ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዲፕማሲ ብምትሕብባር ፍቃዶም ምርኣዮምን እዙይ ድማ ከም ፅቡቕ ዕድል ብምጥቓም ብሄራዊ ረብሓ ንምዕዋን ፃዕሪ እንተገበረ ከምዝርከብ እቶም ሚኒስትር ሓቦሮም፡፡

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment