ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም ብጥበብ ደው ንምባል ዘርአዩዎ ተበግሶ ንኢዶም።
“እቶም ቀዳማይ ሚኒስር፥ ሰብ ሞያ ኪነጥበብ እዋናዊ ፈተና ኢትዮጵያ፣ ዓቕሚን ተስፋን ብሙዚቀኦም ኣርኢዮምና ኢዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም፡፡
እቶም ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ኣብ ሓፂር እዋን ብመንፈስ ዘመትቲ ተኣኻኺቦም “ስለ ኢትዮጵያ” ን “Biyyakee“ን ዝተብሃሉ ክልተ ኣልበማት ሰሪሖም ምቕራቦም ገሊፆም፡፡
ብምዃኑ እቲ ስራሕ ንኽዕወት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩን ደረስቲ ዜማን ግጥሚን፣ ኣቀናበርቲ፣ ድምፃውያን፣ መተሓባበርቲን ካልኦት ኢትዮያ ተመስግኖም ኢሎም፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።