ስፓርት

ስፓርት

ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ማማሎዲ ሰንዳውስን ፔትሮ ኣትሌቲኮን ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም። ውድድር ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካ ናብ ፍፃመ እናተቓረበ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ፍርቂ ፍፃመ ዝኣትዋ ጋንታታት ዝፍለያሉ ናይ መልሲ ፀወታ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ካብ ሞንጎ እዞም ፀወታታት ሓደ ዝኾነ ፀወታ ማማሎዲ ሰንዳውስን ፔትሮ ኣትሌቲኮን ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ብዋና ዳይና ክመርሑዎ ኢዮም፡፡…
Read More...

ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ድልድል መፃረዪ ፀወታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ምስ ግብፂ፣ ጊኒን ማላዊን ጸደልዲላ። እቶም መፃረዪ ፀወታታት ካብ ዝቕፅል ጉንበት ጀሚሩ ዝካየዱ ከምዝኾኑ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ንኢትዮጵያ፦…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትማሊኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ዓወት ቀኒዑዎም። ብብርኪ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ኣብ ዝተውሃቦ ውድድር ጉያ ማራቶን 2022 ደቡብ ኮሪያ ከተማ ሴኡል ብደቂ ተባዕትዮ ሞስነት ገረመው ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዋቲ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ውድድር ሄርጳሳ ነጋሳ ካልኣይ…

ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ወርሒ  27 ቢሊየንን 219 ሚሊየንን 961 ሺሕን 375 ነጥቢ 3 ብር ንምነእካብ ትልሚ ተታሒዙ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ 27 ቢሊየንን 130 ሚሊየንን 353 ሺሕን 57 ነጥቢ 33 ብር ከምዝኣከበ ካብቲ ሚኒስቴር…

ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና። ንክልተ መዓልታት ኣብ ማእኸል ትምህርቲን ስልጠናን ስፖርት ራስ ሃይሉ እንትካየድ ዝነበረ ሻምፒዮና ተዛዚሙ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ብክልቲኡ ፁታ 24 ወርቂ፣ 23 ብሩርን 33 ነሓስን ብድምሩ 88 ሜዳሊያታት ብምርካብ ብፀብለልታ ዛዚማ። እቶም ሜዳሊያታት፥…

ክላረንስ ሲዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታተት ሪያል ማድሪድን ኤሲ ሚላን ክላረንስ ሲዶርፍ ምስ ግዙፍ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጉዕዞ ካብ ዝገብረለን ኣርባዕተ ሃገራት ሓንቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ እቲ በዓል ዓቢዩ እዝኒ ፅዋዕ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ንምርኢት…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ሸገር ደርቢ ብዓወት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት  ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣራኺቡ። ኣብ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቅዱሰ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ። እቲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት እንትዛዘም፥ ኣቤል ያለው፣ ቸርነት ጉግሳ፣ ፍሪምፖንግ ማንሱን…