ስፓርት
ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ዓለም 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ሪጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ብ5 ኪሎ ሜትሮ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ዛዚማ።
ኣትሌት እጅጋየሁ ነቲ ርሕቐት 14 ደቒቕን 40 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡
ኣብቲ ርሕቐት ዝተሳተፈት መዲና ኢሳ ድማ ራብዓይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ፡፡
#Ethiopia
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር…
Read More...
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ሎሚ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝካየድ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሎሚ ክካየድ እዩ።
ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮ ብሸውዓተ ደቂኣንስትዮ ሽዱሽተ ደቂተባዕትዮን ብድምር ብ13 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ።
ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ቀትሪ ሰዓት 5፡50 ውድድረን ከምዝገብራ…
ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ፅባሕ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ክጅመር ኢዩ።
እቲ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ 9፡00 ብዝገብረኦ ፀወታ ኢዩ ክጅመር።
#Ethiopia
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ በፂሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ ምብፃሓ ኣረጋጊፃ፡፡
ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ዝተፃወተት ሃድያ ሆሳእና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ 5 ን 4 ብምስዓር ንፅዋዕ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።
ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኣብ ፀወታ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ምስ ዝተዓወተት ክትራኸብ…
ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ዞባ ካፍ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት ደረጃ ፊፋ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ኣፍልጦ ካፍ ካብ ዝርከባ 50 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 42 ደረጃ እንትትርከብ ካብ ዓለም ድማ መበል 142 ደረጃ ተቐሚጣ፡፡
ሞሮኮ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ እንትትሕዝ፣ ሴኔጋል፣ ቱኒዝያ፣ ኣልጀሪያን…
ሉሲታት ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ምስ ቡሩንዲ መዘናኣ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ክተካይድ ኢያ።
ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ትስልጥን እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ 26 ተፃወትቲ ብመሓዝ ካብ 3 ጳጉሜን ጀሚራ ኣብ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ልምምድ…
ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ክገብር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ፒኤስ ቪ ኢንድሆቭ ክገብር ኢዩ።
ኣርሴናል ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘካየዶ ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ብባየርሙኒክ ብምስዓሩ ካብቲ ምድብ ምስንባቱ ይዝከር።
ብማይክል ኣርቴታ ዝምራሕ እቲ ክለብ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብመሰረት ዘርኣዮ ዝነኣድ…