ስፓርት
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስቲዮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ።
ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ሳልሳይ መዳሊያ ብሩር ዓቲራ።
ኣብቲ ውድድር ኬኒያ ወርቂ ብሪታኒያ ድማ ነሓስ ሜዳሊያ ረኺበን።
ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ሰለስተ ወርቂን ሰለስተ ብሩርን ሜዳሊያታት ረኺባ ኣላ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
Read More...
ኣትሌት ጎይቶም ገ/ስላሰ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ሻምፒዮና ዓለም ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጎይተቶ ገብረስላሰ ንሃገራ ሳልሳይ ሜዳልያ ወርቂ አመዝጊባ፡፡
ቅድሚ ሰዓታት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ሜዳልያ ጎይተቶም ገብረስላሴ ብዓወት ዛዚማ።
ጎይተቶም ገብረስላሴ፥ እቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 18 ሰከንድን 11 ማይክሮ…
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ።
ኣብ ወድድር 10 ሺሕ መሄትሮ ደቂ ኣኒስትዮ ኣብ ናይ መወዳእታ ካልኢታት ኣትሌት ለተሰንበት ንሄለን ኦቢሪ ብኩርንዓ ወቒዓ ብዘብል ኬኒያ ንዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ቅርታ ኣቕሪባ።
ይኹን እንበር ለተሰንበት ንሄለን ኣብ ወወዳእታ እቲ ውድድር…
ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም፥ ኢትዮጵያ ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ።
ብብመሰረት እዚ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10:15 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ፣ ኣባበል የሻነህን ኣሸቴ በከሪን ክሳተፉ ኢዮም።
ለይቲ 11፡20 ኣብ ዝካየድ ውድድር…
ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ።
ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ ከተካይድ እያ።
ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ፣ ኣትሌት…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉን ልዑል ውፅኢት ከምፅኡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ሻምፒዮና ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብቻናል ኢቲቪ መዝናኛ ኣቢሉ ብቐጥታ ከምዝፍኖ እቲ ጣቢያ ኣፍሊጡ።…
መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ።
እቲ እዋን ዝውውር ክሳብ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…