ስፓርት
ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ።
እቲ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ፥ ካብ ዓለም 2 ወርቂ፣ 7 ብሩርን 1 ነሓስን ብድምር 10 ሜዳሊያታት ብምርካብ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ተመሊሱ።
ብመሰረት እቲ ሽልማት ድማ እቲ ፌዴሬሽን ወርቂ ንዘምፀአ 45 ሺሕ፣ ንብሩር 30 ሺሕ፣ ንነሓስ 15 ሺሕ፣ ንዲፕሎማ 10 ሺሕን ንተሳትፎ 5 ሺሕን ብር ንሕድሕድ ተሳተፍቲ ሸሊሙ።
እቲ ልኡኽ ትማሊ ለይቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
Read More...
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓድሽ ታሪኽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ጸጋይ ትማሊ ረቡዕ ፖላንድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ገዛ ውሽጢ ውድድር ‘ወርልድ ኢንዶር ማይል’ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ።
ኣብ ቶሩን ፖላንድ ንዝተኻየደ ውድድር ብ4 ደቒቕ 16 ካልኢትን 16 ንኡስ ካልኢትን ዝዛዘመቶ ኮይና ብደረጃ ዓለም ካልኣይ ዝቐልጠፈ ናይ ውሽጢ ገዛ ማይልስ ሰዓት ኣመዝጊባ።…
ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳማ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መበል 12 ሰሙን ተስተኻኻሊ መርሃ ግብሪ ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ።
ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም÷ ካብ ዝተቛረፀሉ መበል 12 ሰሙን ተስተኻኻሊ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ዝግበረሉ ሸገር ደርቢ ቀዳም 4…
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 11 ግዘ ዝተኻየደ ዕድሚኦም ትሕቲ 20 ዓመት ዝኾኑ ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብክልቲኡ ፆታ 218 ነጥቢ ብመሓዝ ቀዳመይቲ ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡
ማእኸል መሰልጠኒ ጥሩነሽ ዲባባ 213 ነጥቢ ብመሓዝ 2ይ፤ ክልል…
ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ብምድብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ብ8 ደቒቓን 37 55 ማይክሮ ካልኢትን ብምእታው ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ።
ኣትሌት ወርቁውሃ ጌታቸው ብ8 ደቖቓን 37 ካልኢትን 98 ማይክሮ ካልኢትን ካልአይቲ፥…
ኣትሌታት ንመበል 44 ሻምፒዮና ዓለም ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)18 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ከተማ ባትረስት ንዝግበር መበል 44 ሻምፒዮና ዓለም፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ።
ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ በምውካል 14 ደቂ ኣኒስቲዮ ዘርከበኦም 28 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም።
ስለዝኾነ እቶም ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ኣብ ጃን ሜዳ ኢንተርናሽናል ሻምፒዮና…
ሓፀርቲ ስፖርታዊ ሓሬታታት ዕለተ ሰኑይ
ሞሮኮ ካብ ውድድር ቻን ንባዕላ ምግላላ ተሓሩ፤ ነዚ ስዒቡ ኣብ መርሃ ግብሪ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ምስ ሞሮኮ ፀወታ ዝነበራ ሱዳን ብፎርፌ ተዓዋቲት ኮይና፡፡
“ፅዋዕፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ናይ ምዕታር ዓቕሚ ኣለና” ክብል ፈረንሳዊ ተኻላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ራፋይል ቫራን ተዛሪቡ፡፡
ቫራን እዚ ዝበለኣብ ማንቹሪያ ደርቢ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ንማንቼስተር ሲቲ…