ስፓርት

ስፓርት

ኢንተርናሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ዋና ዳኛ ብምዃን ፀወታ ፍፃመ ሻምፒንስ ሊግ ኣፍሪካ ክመርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንተርናሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ዋና ዳኛ ብምዃን ፀወታ ፍፃመ ሻምፒንስ ሊግ ኣፍሪካ ክመርሕ ኢዩ። እቲ ፀወታ ኣል ኣህሊ ምስ ዋይዳድ ካዛብላንካ ዝገብርዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ከምዝገለፆ፥ እቲ ፀወታ 4 ሰነ ኢዩ ክካየድ።      ቀፃሊ ፀወታ ድማ 11 ሰነ ዝካየድ እንትኸውን፥ ሊቢያዊ ዳኛ ኢብራሂም ሙታዝ ነቲ ፀወታ ብዋና ዳኛነት ክመርሕዎ ኢዮም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሽዱሽት ዓመት ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሴናል ብኖቲንግሃም ፎረስት ምስዓራ ስዒቡ ማንቸስተር ሲቲ ገና ሰለስተ ፀወታታት ተሪፍዋ እንከሎ'ያ ቻምፕዮን ምዃን ኣረጋጊፃ ኢያ። በዚ ድማ፥ ኣብ ሽዱሽት ዓመት ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ብምዃን ሽማ ኣበሪኻ ኣላ። ማንቸስተር ሲቲ ኣብ 2021፣ 2022 ዓ.ም.ፈ ዋንጫ ፕሪሜር ሊግ ከም ዝወሰደት ዝዝከር’ዩ።…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ  ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ደሕቲ 6 ዓመት ናብ  ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ። ቤንች ማጂ ቡና ብኣዲስ ከተማ ክፍለ ከተማ 2 ን 1 ምስዓሩ ስዒቡ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ከምዘረጋገፀ ተሓቢሩ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2009 ዓ.ም ናብ ላዕለዋይ ሊግ ወሪዱ ምንባሩ ይዝከር። እዋናዊ ሓበሬታ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ከምዝተጀመረ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መበል 52 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብራኸ ዝላ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ መዛዘሚ ብራኸ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ከምኡወን ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮን ደቂ ኣኒስቲዮን መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ። ካብ 19 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2023 ዓ.ም.ፈ…

ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብሸቶ ሞሃመድ ናስር መሪሓ ትንበር እምበር፤ ሃብታሙ ተከስተን ኣለልኝ ኣዘነን ብፀወታ ከምኡ እውን ያሬድ ባዬ ብፍፁም ቅላዕ ሸቶታ ኣመዝጊቦም…

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲታት እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ትማሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተገበረ ማራቶን ፕራግ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ እንትትዕት ብደቂ ታባዕትዮ ኣትሌት ሲሳይ ለማ ካልኣይ ወፂኡ። ኣብ ኣሜሪካ ኣብ…

ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ። ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥  ፍሊፕ ኣጃህ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢዩ ሲዳማ ቡና ተዓዊቱ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…