ስፓርት
ኣብ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን።
ኣብ ናይ መጀመሪያ ምድብ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ሳልሰይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ድማ ራብዐይቲ ብምዃን ውድድረን ዛዚመን።
ኣብ ካልኣይ ምድብ ድማ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ እቲ መፃረዪ ውድድር ዛዚማ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
Read More...
ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ 3 ን2 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድዮም ባህርዳር ዝተኻደ ፀወታ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት ሃገራውያን ጋንታታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርተራ ተዛዚሙ።
ፀወታ ቅድሚ ዕረፍ ብዘይ ሽቶ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 3 ሽቶታት ዘመዝገበን ብሸቶ ነቲ ውድድር ዝመርሖ ዘሎን ኣጥቃዓይ ሃገራዊት ጋንታ…
ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ብልዑል ኣፈላላይ ነጥቢ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ።
ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ውድድር ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ንኢትዮጵያን ብምካል ብ58 ኪ.ግ. ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ዝተወዳደረ ሰለሞን ቱፋ ደምሴ፥ ናይ ጃፓን ተነሓናሒኡ ብልዑል ኣፈላላይ ነጥቢ ብምዕዋት ኢዩ…
ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ትሕቲ 23 ዕድመ ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ሸቶ ተፈላሊየን።
ስለዝኾነ ብሩንዲ 4 ነጥቢ ብምሓዝ ካብ ዘላቶ ምድብ ቀዳመይቲ ብምዃን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ።
እቲ ጋንታ መርመራ ኮቪድ 19 ገይሩ።
ኣብ ምድብ ሀ ዝርከብ እቲ ብሄራዊ ጋንታ፥ ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰዓት 10 ፀወትኡ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ኡጋንዳን ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ማዕረ ተፈላሊየን።
ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ትማሊ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሃገራዊያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ብዘይ…
ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝተገበረ ፀወታ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን።
ንኢትዮጵያ ዊሊያም ሰለሞን ኣብ መበል 12 ደቒቓ ሓንቲ ሸቶ፣ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 43ንን ኣብ መበል 58ን ደቓይቕ ክልተ ሸቶ…