ስፓርት
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ወልቭስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ወልቭስ ክትገጥም ኢያ፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት እቲ ሊግ ክትዕወት ዝኸኣለት ሓንቲ ፀወታ ጥራሕ እንትትከውን÷ ኣብ ሰለስተ ፀወታ ማዕረ ተፈላሊያ ኣብ ሓደ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡
ተጋጣሚታ ወልቭስ ብግደኣ ኣብዚ ውድድር ዓመት ዋላ ሓንቲ ፀወታ ክትዕወት ኣይከኣለትን፡፡
ዩናይትድ ብ22 ነጥቢ ኣብ መበል 12 ደረጃ እንትትርከብ ወልቭስ ብክልተ ንጥቢ ኣብ መወዳእታ ደረጃ እቲ…
Read More...
ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንምድረ ገነት ሽረ ሽመክት ጉግሳ (ብፍፁም ቅላዕ) ሸቶ እንተመዝግብ÷ ንወላይታ ድቻ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ድማ ኣዛርያስ ኣቤል ኣመዝጊቡዋ፡፡…
ማንቼስተር ዩናይትድ ደረጅኡ ንምምሕያሽ ዝገብሮ ፀወታ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ምሸት ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ክራኺቡ ኢዮም።
ማንቼስተር ዩናይትድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ኣብ ዝገብሮ ፀወታ እንተስዒሩ ነጥቡ 24 ብምብፃሕ ኣብ ሓምሻይ ደረጃ ክቕመጥ ኢዩ።
ክልቲኦም ጋንታታት ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ተራኺቦም ኣብ ዝገበርዎም ሓሙሽተ…
ኣርሰናል መሪሕነታ ንምጥንኻር ሎሚ ምሸት ንብሬንትፎርድ ክተተኣናግድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል መሪሕነት እቲ ሊግ ንምጥንኻር ሎሚ ምሸት ንብሬንትፎርድ ኣብ ሜዳኣ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡
ማንቼስተር ሲቲ ትማሊ ምሸት ንፉልሃም 5 ን 4 ምስዓራ ስዒቡ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ ክልተ ክተፅብብ ክኢላ ኢያ፡፡
ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ…
ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬኒያ 3 ን 0 ብምስዓር ድሕሪ 22 ዓመት ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ምሕላፉ ኣረጋጊፁ።
ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሲካፋ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ፥ ዳዊት ካሳው፣ ቢኒያም ኣብረሃን ብሩክ እይላቸውን ደሕሪ ዕረፍቲ ንሕድሕዶም ብድምር ሰለስተ ሸቶታት ተቖፂሩ።
ብመሰረት…
ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ንምሕላፍ ናይ 90 ደቓይቕ ንሕንሕ ዝተረፎ ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ንምሕላፍ ናይ 90 ደቓይቕ ንሕንሕ ዝተረፎ ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ኬኒያ ዝገብሮ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ድሕሪ 22 ዓመት ናብ መድረኽ ኣፍሪካ ንምምላስ ሎሚ ሰዓት 6፡00 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ኬኒያ ክፃወቱ ኢዮም።
ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ብዩጋንዳ ተሳዒሮም…
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ።
ምዕሩይ ዝኾነ ዓቕሚ ምህናፅ ዝተስኣኖ ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ሰዓት 9፡00 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢዩ ተዓዊቱ።
ኣብቲ ፀወታ ማቴታ ብዘቑፀራ ሸቶ ክሪስታል ፓላስ መሪሑ እኳ…