ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞሮኮ እተኣናግዶ ኣብ ዘላ  ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን  ቤኒንን ሰዓት 9፡30 ክራኸባ ኢየን። ሰዓት 12 ድማ ሴኔጋልን  ቦትስዋናን ኣብቲ ምድብ ናይ መጀመሪያ ፀወተአን ከምዘካይዳ እቲ መርሃ ገብሪ ይሕበር። ኣብ ምድብ-4 ናይጄሪያ ምስ ታንዛኒያ ምሸት ሰዓት 2፡30፣  ቱኒዚያ ምስ ዩጋንዳ ምሸት ሰዓት 5 ክጋጠማ ኢየን። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ ብዩትዩብ…
Read More...

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማ ምሸት ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካዩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 5 ሸውዓት ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ምስ ዚምቧቡዌ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክዕወታ ይኽእላ ኢየን ዝብል ቅድመ ግምት ካብ ሞንጎ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዘይትሳተፍ ኣርባዕተ ግዘ ሻፒዮን እቲ ውድድር ዝኾነት ጋና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ምክያድ ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ዘይሳተፋ ሃገራዊ ጋንታታት ሓንቲ ኣርባዕተ ግዘ ፅዋዕ እቲ ውድድር ዝዓተረት ጋና ትፅራሕ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዙሓት ከዋኽብቲ ዘርአየትና ጋና ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ዘይሓለፋ ሃገራት ሓንቲ ኢያ፡፡ ጋና ካብ ዓበይቲ ሃገራዊ ጋንታታት…

ድሬዳዋ ከተማን ኣዳማ ከተማ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማን ኣዳማ ከተማን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7:00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ ንድሬዳዋ ከተማ ያሬድ ታደሰ ከምኡ እውን ንኣዳማ ከተማ ነቢል ኑሪ ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ፀወታ እቲ ሊግ ሰዓት 10:00 ቀፂሉ…

ኣፍሪካ ብኾባኽብታ ትደምቀሉ ውድድር – ፅዋዕ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣፍሪካውያን ዝዓበየ መተኣኻኸቢ መድረኽ ዝኾነ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሰሜን ኣሪሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ክጅምር ኢዩ፡፡ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ሊጋት ኣውሮፓ ዝፃወቱ ኣፍሪካውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ዝሳተፉሉ እዚ ኣህጉራዊ መድረኽ ሓደሽቲ ከዋኽብቲ እውን ዝረኣዩሉ መድረኽ ኢዩ፡፡ ሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገረ ግብፂ…

ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ እዩ። ቼልሲናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ተጓዒዛ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክትገጥም እያ እዚ ድማ 9 ሰዓት 30 ክካየድ እዩ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ሊግ ኣብ ዝሓለፋ ኣብ ዝገበርዎም ሓሙሽተ ፀወታታት ተመሳሰልቲ ክልተ ዓወታት ዝረኸቡ…

ኣምባሳደር ሰላም ኮት ዲቫር ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ቼልሲ ዲዲየር ድሮግባ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ውሩይ ተፃዋታይ እንትኾን ነበር ኮኮብ ቼልሲ ዲዲየር ቬስ ድሮግባ ብ1978 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣቢጃን ኮትዲቫር ተወሊዱ። መብዛሕትኦም ዕዉታት ተፃወትቲ ፕሮፌሽናል ሂወቱ ኩዕሶ እግሪ ደንጉዩ ዝጀመረ ኣይቮሪያናዊ ዲዲየር ድሮግባ ኣብ መበል 21 ዓመት ዕድሚኡ ንፈረንሳይ ክለብ ሊግ 2ይ ሌ ማንስ ፈለማ ፀወትኡ ኣካይዱ።…