ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም መራሕቲ ኣቀባብላ ዝገበሩ ሎሚ ንጉሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅግጅጋ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!