ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ክስራሕ ኢዩ – ሚኒስትር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ሰላም ኣፍሊጡ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ዝተመዛበሉ ወገናት ብዘላቒነት ንምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ  ኣብ ከተማ ደሴ ዘተ ኣካይዶም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ምትኩ ካሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡

ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ሕብረተሰብ ንወገን ዝበፅሕ ከምዝኾነ ብተግባር ብምግላፅ ምስጋና ኣቕሪበን፡፡

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ብዘላቕነት ንምጥያሽ መንግስቲ ዝተፈላለዩ ተግባራት እናሳለጠ ከምዝኾነ ምግላፀን ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment