ቦርድ መረፃ መዓልቲ ምዝገባ መረፅቲ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መዓልቲ ምዝገባ መረፅቲ ክሳብ 2 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣናዊሑ።

እቲ ቦርድ 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ድምፂ ዝወሃበሎም ክልላት መረፃ ማለት እውን ኣብ ክልል ሃረሪ፣ ዝተወሰና ክልላት መረፃ ክልል ሶማሌን ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ምዕራብ ኦሞን ምዝገባ መረፅቲ እናካየደ ምፅንሑን መዓልቲ ምዝገባ ድማ ሎሚ መዓልቲ 5 ጳጉሜን ከምዝዛዘም ይዝከር።

ይኹን እምበር ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ክምዝገቡ ደሊዮም ዕድል ዘይረኸቡ ዜጋታት ንምክታት ብዝብል ምዝገባ መረፅ ክሳብ 2 መስከረም 2014 ዓ.ም ንኽናዋሕ ከምዝወሰነ ካብቲ ቦርድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment