ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንዌስትሃም ዩናይትድ 1 ን 0 ብዝኾነ ፀቢብ ውፅኢት ብምዝዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡
ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊትሰቶ ሊያንድሮ ትሮሳርድ ኣመዝጊቡዋ፡፡
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ኣርሰናል ነጥባ ናብ 79 ክብ ብምባል ካብ ትስዕባ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ ሓሙሽተ ኣስፊሓ፡፡