ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ሕርሻ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ሕርሻ 2 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ የሳልጥ ኣሎ፡፡
ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ከም ሃገር ውፅኢታዊ ስራሕ ተሰሪሑ፡፡
ምህርትን ኣፍራይነትን ንምዕባይ ብዝተሰርሐ ስራሕ 2 ቢሊየን ዶላር እቶት ምርካብ ከምዝተኽኣለ ሓቢሮም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
Comments (0)
Add Comment