እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ 2 ን 1 ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ።

ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ኣትላንታ ዝተኻየደ ፀወታ እንግሊዝ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሃሪ ኬን ኣምዘጊቡወን፡፡

ዲሞክራቲክ ኮንጎ ኣብቲ ፀወታ ፅቡቕ ምንቅስቓስ ብምግባር ከምኡ እውን ኣቐዲማ ሸቶመ ብምምዝጋብ ፅቡቕ እዋን ተሕልፍ እምበር መሕዘኒት ተሳሪት ብምዃን ካብቲ ውድድር ተሰናቢታ፡፡

እንግሊዝ ናብ ሩብዒ ፍፃመ ንምፅምባር ምስ ሜክሲኮ ክትራኸብ ኢያ፡፡

Comments (0)
Add Comment