ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንርባምንጭ ከተማ 3 ን 2 ስዒራ።

ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ወላይታ ድቻ መሳይ ሰለሞን (ክልተ) ን ሙሉቀን ኣዲሱን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ሰለስጸ ነጥቢ ብመሓዝ ወፂኣ።

የአርባምንጭ ከተማን ግቦች አብዱል ራህማን እና ጄሮም ፊሊፕ ከመረብ ጋር አገናኝተዋል።

ቀድም ክብል ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሸገር ከተማ ንሲዳማ ቡና 1 ን 0 እንትትስዕር፤ ባህርዳር ከተማ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን።

Comments (0)
Add Comment