ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ኣውሮፓ ሱፐር ካፕ ሎሚ ምሸት ኣብ ሞንጎ ፒኤስጂን ኣስቶንቪላን ክካየድ እዩ፡፡
ተዓዋቲት ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂን ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮፓ ሊግ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣስቶንቪላን እቲ ፅዋዕ ንምልዓል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ፒኤስጂ ንካልኣይ ተኸታታሊ ግዘ ፅዋዕ ኣውሮፓ ሱፐር ካፕ ንምልዓል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ዝግበረሉ እዩ፡፡
ኣስቶንቪላ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1982 ዝተዓወተቶ ፅዋዕ ኣውሮፓ ሱፐር ካፕ ድሕሪ ብዙሓት ዓመታት ትፅቢት ፅዋዕ ንምልዓል ብርቱዕ ንሕንሕ ክትገብር እያ፡፡
ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ኦስትሪያ ሬድ ቡል ኣሬና ዝካየድ እቲ ፀወታ ሶማሊያዊ ዳኛ ኦማር ኣርታን ናይ ማእኸል ዳይና ኮይኖም ክመርሑዎ እዮም፡፡