Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ፔፕ ጋርዲዮላ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ
By
mizan mekonen
on May 8, 2026
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሰልጣኒ ማንቼስር ሲቲ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ።
እዚ ኣሰልጣኒ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ሰለስቲኡ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክዕወት ክኢሉ።
ብኻልእ ወገን ድማ ኣጥቃዓይ ኖቲንግሃም ፎረስት ሞርጋንጊብስ ዋይት ብሉፅ ተፃዋታይ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ፡፡
ስፓርት
Share
Related Posts
2ይ ዓብዪ ውድድር ጉያ ኢሬቻ ኣብ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ
ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 16 ሸቶታት ብምምዝጋብ ንሲሸልስ ስዒራ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ስዕረት ኣተኣናጊዳ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ መዘንኣ ጋንታ ሴኔጋል ሎሚ ፀወታኣ ክተካይድ እያ። ዋሊያታት ድሕሪ ዓመታት ኣብ ሃገሮም ዝገብርዎ ፀወታ ሰዓት 10 ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ እዩ። ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ዩጋንዳን ታንዛንያን ብሓባር ንዘዳልውዎ ናይ 2027 መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ 10 ተመዲባ ኣላ። ዋሊያታት ኣብ ቀዳማይ ናይ መፃረዩ ፀወታ ኣብ ሱዳን 1 ን 0 ክሰዓሩ እንከለዉ፣ ሃገራዊ ጋንታ ሴኔጋል ብኻልእ ወገን ምስ ሞዛምቢክ 1 ን 1 ተፈላልየን። ብወገን ኢትዮጵያ መስፍን ታፈሰ ብምኽንያት ቅፅዓት በረከት ወልዴ ድማ ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ሎሚ ፀወታ ወፃኢ እንትኾኑ፤ ብወገን ሴኔጋል ድማ ብካፍ ቅፅዓት ዝተነበረሎም ኢሊማን ኒጃዬን ኢስማኤላ ሳርን ኣብዚ ፀወታ ኣይሰለፉን።
ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክፃወቱ እዮም
ሚኬል ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ውዕሉ ንምሕዳስ ተስማዕሚዑ
Comments
(0)
Add Comment